Eritrean News|Tuesday, October 17, 2017

ቃል ኣቦመንበር ግሃድኤ-ሕድሪ ኣብ 2ይ ጉባኤ ኤስደለ

  ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ካብ ክፉት ሰሚናር ናብ ውድባዊ ጉባኤ ኣትዩ! እርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ(ኤስደለ)  ካብ ዕለት 01 ክሳብ 06 ጥሪ 2015 ንኹለን ውድባት ዝዓደመ ክፉት ሰሚናር ከካይድ ...Full Article

خبر عاجل من الممكلة العربية السعودية

  أفادت مصادر الموثقة من جبهة اإلنقاذ الوطني – حيدري الواردة إلينا من المملكة العربية السعودية فى يوم الخميس الماضى الموافق 5 فبراير 5105م تم دخول عدد تسعة من ...Full Article

Djibouti and Ethiopia agree joint defense to protect their borders from Eritrea assaults.

Eritrea has been accused of destabilizing peace and security in the region.  World Bulletin / News Desk Djibouti and Ethiopia on Saturday accused Eritrea of undermining regional stability. “Eritrea ...Full Article

ትሸዓተ ወታደራት ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ስርዓት ህግደፍ ራሕሪሖም ናብ ስዑዲ ዓረብ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ክፍሊ ዜናን ባህልን ግንባርና ኣረጋጊጹ።

ውዑይ ዜና ካብ ስዑዲ ዓረብ፣ ትማሊ 05 ለካቲት 2015 ዓ/ም ትሸዓተ (9ተ) ወታደራት ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ስርዓት ህግደፍ ራሕሪሖም ናብ ጎረቤት ሃገር ዝኾነት ስዑዲ ዓረብ ማለት! ምምሕዳር ጀዛን ...Full Article

ዓዲ ጥርቀ እዩ ዓደይ!!

ዓደይ ዓዲ ሞሞና  ሑመር ሰብዓ ድማ ዝበረኸ ላዕሊ    ሽልማቱ ባህሪ ሩቡኡ ስንጪሮ     ሺሻይ ዘይጎደሎ፡፡ ዓደይ ዓዲ ከበሳ ቆላ   ጉሩም በረኸኣ  ጥቕጥቅ ሰራው ዓላ ጨዓ   ዓርኮብኮባይ መብጥዕ ጸቐምጠ ሳግላ።  ዓደይ ...Full Article

ኣብ መስመሪ ጉባኤ ግሃድኤን ምደፍኤን ንምይይጥ ዝቐረበ ጽሑፍ

ኣብ መስመሪ ጉባኤ ግሃድኤን ምደፍኤን ንምይይጥ ዝቐረበ ጽሑፍ ሕዳር 2014 ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ነቲ ንገዛእ ርእሱ ብስለስተ ውድባት ህልውና ዝረኸበሉ ናይ 2006 ዓም ሓድነታዊ ጉባኤ ደሚርካ ሎሚ ንሳልሳይ ግዝይኡ ...Full Article

ሸውዓተ ኤርትራውያን መምህራን ናብ ኢትዮጵያ ሰጊሮም

Full Article

ዕላል ተጋዳላይ ሰራዊት ሕድሪ ምስ ኣደና ሞሞና!

መእተዊ፦ ኣብ እዚ ነካይዶ ዘለና ቃልሲ ኣንጻር ውልቀ ምልኪ ሙሉእ ግዜአን ወፍየን ካብ ዝቃለሳ ኣደታት ሓንቲ እያ፡፡ ብዓውታ ካብ ዘድምጻ ኣንጻር ጭቆናን ምልክን ብምኳና፡ ዳርጋ ኩሉ ደላዪ ለውጢ ህዘቢ ...Full Article

ቃለ-መሕተት ምስ ብጻይ ዮናስ መብራህቶም ብኣሰፋው ኣስመሮም (ሰንሰሎማይ)

ቤት ጽሕፈት  ዜናን ባህልን ግሃድኤ – ሕድሪ ንዝሃበኒ ውድባዊ ተልእኾ ኣብ ምስልሳል ድሕሪ ምቕናየይ ምስ እቲ ቕድሚ ኣርባዕተ ዓመታት ኣብ ስደት ዝተላለኹዎ፡ እሞ ቕድሚ ኣስታት ሰለስተ ዓመታት ናብ ትግባረ ...Full Article

ፖለቲካዊ ፕሮግራም ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ

ፖለቲካዊ ፕሮግራም ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ መእተዊ ኤርትራ ኣብ ስትራተጂካዊ ኣገዳስነት ዘለዎ ቦታ ሰሜናዊ ምብራቕ ኣፍሪቃ እትርከብ፣ ብምብራቕ ምስ ቀይሕ-ባሕሪ፣ ብምዕራብን ሰሜንን ምስ ሱዳን፣ ብደቡብ ምስ ኢትዮጵያ፣ ብደቡባዊ ብምራቕ ...Full Article
Page 65 of 66« First...102030...6263646566