Eritrean News|Wednesday, August 15, 2018

ብዛዕባ’ቲ መንነቱ ሓቢኡ ዝቐርብ ጽሑፋት ግሃድኤ – ሕድሪ  ጨንፈር ጀርመን 22/03/15

ብመሰረቱ መንነትካ ሓቢእካ ዝቐርብ ጽሑፋት መኽንያት ኣለዎ። ካብ’ቲ መኽንያታት፡ እቲ ዝቐርብ ጽሑፍ ኣብ ሓቅነት ዘይተመርኮሰ ምስዝኸውን ወይ’ውን  በቲ ዝቐርብ ጽሑፍ ካብ ኣሉታዊ ሳዕቤናቱ ንጥንቃቐ ተባሂሉ ክኸውን ይኽእል ኢዩ። እቲ ...Full Article

መትከላት ግሃድኤ – ሕድሪ፡ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ (ግሃድኤ -ሕድሪ) ሃገራዊ ደሞክራስያዊ ውድብ ከም ምዃኑ መጠን፡…..

Full Article

ዲሞክራስያዊ ማሕበር መንእሰያት ኤርትራ ሃገረ ጀርመን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ

Full Article

ቅልዕቲ መልሲ ብመገዲ መርበብ ሓበሬታ ንዓርከይ ገዛኢ ኪዳነ

ዝኸብርኩም ወነንቲ መርበብ ሓበሬታታት፡ ሰላምታ ብምቕዳም፣ ነቲ ኩሉ ጽሑፋት ምስትእንጋዳትኩም ልዑል ምስጋናይ የቕርበልኩም።  ሓበረታ መግቢ እዩ’ሞ በዚ ትኸድዎ ዘለኹም በርቲዕኩም ክትሰርሑ ትምኒትን ባህግን ኩሉ ደላይ መሰረታዊ ለውጢ ስለ ዝኾነ ...Full Article

Sound of Torture

Eritrean refugees, trapped and tortured in the Sinai desert, reach out to an activist radio host in Sweden.18 Mar 2015 12:57 GMT | Human Rights, http://www.aljazeera.com/topics/country/eritrea.htmlFull Article

ማይ ድጋም ዘየዐግሶ ዕብዳን!! ብገብረእግዚኣብሄር ወዲ ባሻይ፡ 14 መጋቢት 2015።

ሎሚውን ወዮ ፍሉጥ ሕቡእ ደራሲ ብፍትሕዊ ዝብል ብርዒ ስም ካብ ከተማ ዓዲ ግራት’የ ክብል ተቐልቂሉና’ሎ! እንተስ ካብ ዓዲ ግራት፡ እንተስ ካብ ወጀራት ፍትሓዊ ጥራይ ይኹነልና፣ ብቐጥታን ተዘዋዋርን ኣብ ኣገልግሎት ...Full Article

ዘሔጉስ ብስራት ካብ ክለብ ሰራዊት ሕድሪ ዞባ እስራኤል (ግሃድኤ – ሕድሪ)

ዘሔጉስ ብስራት  ካብ ክለብ ሰራዊት ሕድሪ ዞባ እስራኤል (ግሃድኤ – ሕድሪ)  ንጽባሕ ዓርቢ ዕለት 13. 03. 2015 ክፉት ናይ ዘተ ምአዲ አዳልዩልኩም አሎ። ተሳተፍቲ ክትኮኑ ብኽብሪ ይዕድም። ቦታ AGGRA  ...Full Article

ዕጡቕ ኣሃዱታት (ሰራዊት) ግሃድኤ – ሕድሪ ህልዊ ኩነታት ንምግምጋም ሓባራዊ ኣኼባ ኣካይዶም፡

ዕጡቕ ኣሃዱታት (ሰራዊት) ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ (ግሃድኤ-ሕድሪ) ንክልተ ተኸታታሊ ማዓልታት ጽዑቕ ኣኼባታት ከም ዘካየዱ ተሓቢሩ፡፡ እቲ ዝተኻየደ ኣኼባ ዕለት 10 መጋቢት 2015 ንጠርነፍቲ (ሓለፈቲ) መሳርዕን ካብኡ ...Full Article

ዜና ካብ ሃገረ ጀርመን: ግሃድኤ – ሕድሪ

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ حيدرى – جبهة الإنقاذ الوطني الإرترية ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI ዜና ካብ ሃገረ ጀርመን፣ ዕለት 07/03/15 ኣብ ሃገረ ጀርመን ከተማ ከለን ...Full Article

8 መጋቢት ብፍረወይኒ ባይረ / ጀርመን 07.03.2015

8 መጋቢት ትንሳኤ መሓበርና ዓለም ለኽ ቓልሲ ነካይድ ኣሎና በዚ ሎሚ ዕለት ታሪኻዊት መዓልቲ ወጽዓና ንገልጽ ሓንቲ በብ ሓንቲ ክብርቲ ዕለት እወ ደበኽ ኢላ መለኽት ናይ ዓወት ትወቅዕ እንሃላ ...Full Article
Page 59 of 61« First...102030...5758596061