Eritrean News|Friday, January 19, 2018

ግጥሚ፡ ኣደ ደለይቲ ፍትሒ ብ ኣስፍሃ ገብረመድህን ሕ\መ\ኣ

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ስመር ሩም ዕድምቲ ጋሻ ኮይና ዘምሰየት ክብርቲ ኣደና ኣስገደት (ሞሞና) ኣብ ብዙሕ ሰላማዊ ሰልፍታት ድምጻ ሰሚዔ ብጣዕሚ ዘድንቃ ድምጻ ንድምጺ ኣደታተይ ዝውክል ሓዛኒት ደቃ ኮይና ...Full Article

ኣብ ኣዲስ አበባ ብማሕበር ማስኤስ ዝተወደበ ዝኽሪ ሽምዓ

ንግዳያት ኤርትራውያን  ስደተኛታት  ኣብ ደስየት ላምፓዱሳን አብ ዝተፈላለየ ናይ ስደት ጉዕዞን ብሰንኪ ዓማጺ ስር ዓት ህግደፍ ሂወቶም ንዝሰኣኑ ዜጋታትና…..Full Article

ዕዉት ዲፕሎማስያዊ ዕማማት ስምረት ኣብ ሃገረ ኖርወይ <<>>ስምረት ምንቅስቃስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር

Full Article

መግለጺ ሓዘን!!

ክቡር ብጻይና ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ መሓመድ ኢብራሂም (ኣሕመድ ፍሩም) ብዝወረዶ ሕማም ምኽንያት፡ ብዕለት 02.10.2015 ኣብ ሃገረ ሱዳን ከተማ ካርቱም ከምዝተሰወኤ …………Full Article

ብጀካ እዚ እንታይ ዝዝከር ኣለኒ!! ብሰንሰሎማይ ሰላም ኣብ ሃገር ጥቅምቲ 03/ 2015

ጣቛ ተረኺቡ ነቲ ከኩፉኡ ታሪኸይ ኣኻኺቡ ያኢ,,,,,,,,,,,,,,, ብመንነተይ ከጠራጠር ብሕቶ ከዋጥር መን ኢኻ? ንዝርግ-ርግና ኢድካ ዘእተኻ…….Full Article

ERITREAN – COIE DEMO IN NEW YORK OCTOBER 29th 2015

Full Article

እንታይ ኣምጸኦ ሸመታ ጽልኢ ጉዳይና ባዕልትና ዘይንርኢ፡ ብ’ገብረእግዚኣብሄር ወዲ’ባሻይ ጀርመን፣ መስከረም 20/01/2008፡/01/10/15።

ካብ ጥንቲ ኣትሒዙ ባሕቲ መስከረም (ብኣቆጻጽራ ኣግኣዝያን) ንጉስ ይኹን ካልእ ዝምልከቶ በዓል ስልጣን፡ ኣብ ትሕቲ ቀይዱ ንዝጸንሑ ሰባት ምሕረት ዝእዝዘላ ወርሒ ስለ ዝኾነት፡ ደለይቲ ፍትሕን ሕድገትን ዝኾኑ ኣበው፡ ብሃንቀውታን ...Full Article

ህዝባዊ ኣኼባ ንቀዳም ዕለት 17 ጥቅምቲ 2015

ህዝባዊ ኣኼባ ንቀዳም ዕለት 17 ጥቅምቲ 2015Full Article

ኣባይቲ ጎዳይፍ፡ ዓዲ ቀ፡ ጾሎትን ሕምብርትን ብጃንዳታት ህግደፍ ኢሳያስ ይፈርስ አሎ።

ኣባይቲ ጎዳይፍን ሕምብርትን ብጃንዳታት ህግደፍ ኢሳያስ ፈሪሱ  ክብል ኤሪቪዥን Erivision……..Full Article

ክንደይ ግዜ ዓይንኻ ምዕማት: ንዳሕዳሓዮ ድኣ እቲ ሓቂ ሓቁ: ብሚካኤል ኣጎስቲኖ / ጀርመን 27.09.2015

ሃገርና ኣብ ናይ ምልኪማሕለኻ ተጠሚራ: ብኣደዳን ሞትን ማእሰርትን ደቃ ዝደመየት: ሰላምን ቅሳነትን: ተነፊግዋ :ናይ ምብትታን ሓደጋ ከይተረፈ ተሳጢሓ ትርከብ:: ስርዓት ህግደፍ ህዝቢ ኤርትራ ፈንፊንዎ:ውሽጡ እናተበልዔ ኣብ ጻዕርሞት ሰለዝርከብ :ለኪሙና ...Full Article
Page 40 of 61« First...102030...3839404142...5060...Last »