Eritrean News|Friday, August 17, 2018

ህዝባዊ ጻውዒት ደገፍ ንመርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ

Full Article

ጸብጻብ ራባዓይ ሱሩዕ ኣኼባ ፈጻሚት ኣካል ስምረት ምንቅስቓስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር ኣብ ቀዳማይን ካላኣይን መዓልቲ ካብ ዕለትት 27 – 28 ለካቲት 2016.

Full Article

ግጥሚ ብመርሃዊ ወልደሚካኤል “ወዲ ብዳማ”

Full Article

መነኩሴ ንኽትከውን ሃገራዊ ኣገልግሎት ክትፍጽም ኣለካ ደው ኢሉ ዝጽልየሉ ባይታ ዝተኸልአ ህዝቢ፡

ስርዓት ህግደፍ መርኣያ ናይ እቲ ኣብ ልዕሊ እምነታትን ባህልታትን ህዝቢ ኤርትራ፡ ክብሪ ዘይብሉ ምዃኑ ንምንጻር፡ ገዳማት ምጥሕሳስን ምርኻስን፡ ንምእመናን………Full Article

ጸብጻብ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ብግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ጀርመን 20/02/16።

ህዝቢ ኤርትራ ካብ ኩሉ እዋን ንላዕሊ ከፊኡዎን ዋሕዚ ስደት ካብ እዋን ናብ እዋን እናነሃረን ይርከብ………….Full Article

 ትዕዝብተይ ኣብ ሰሚናር ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ኣብ ፍራንክፎርት:: ብሚካኤል ኣጎስቲኖ/ ጀርመን 24.02.2016

ዝሓለፈ ቀዳም ዕለት 20.02.2016 ግ.ሃ.ድ.ኤ.ሕ. ብዝጸዎዖ ሰሚናር: ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ብርክት ዝበለ ህዝቢ ተኻፊሉዎ ውዒሉ::ብጣዕሚ ዝናኣድ ማሃሪ ሰሚናር እዩ ነይሩ ክባሃል ይካኣል:: ካብ ኩሉ እዚ ናይ ትማሊ ሰሚናር ፍሊይ ...Full Article

“ሓሳውን ቆርበትን…….”

ፋሽስታዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ዕምሪ ፖለቲካዊ ስልጣኑ ንምንዋሕ ክሳብ ሕጂ ዝተጠቐመሎም ሜላታት፡ ብሓደ ሸነኽ ወተሃደራውን ስለያውን መሓውራቱ ኣኽቲቱ ተቓውሞታት ብምድሃኽን መኣዝኖም ብምስሓትን ዝጥቀመሉ ናይ ራዕድን ሽበራን ወፍሪ እዩ፤ በቲ ካለእ መዳዩ ...Full Article

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ጨንፈር እስራኤል ካልኣይ ጉባኤ ጨንፈር ኣካይዱ፣

Full Article

ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ብግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ጀርመን። 20 የካቲት 2016

Full Article

ክጋደል ኢየ ምባል፡ ንጋደል ምባልን ምግዳልን በበይኑ ኢዩ!!! ካልኣይን መጨረሻን

Full Article
Page 31 of 61« First...1020...2930313233...405060...Last »