Eritrean News|Friday, January 19, 2018

Uncategorized

ዜና ካብ ሃገረ ጀርመን: ግሃድኤ – ሕድሪ

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ حيدرى – جبهة الإنقاذ الوطني الإرترية ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI ዜና ካብ ሃገረ ጀርመን፣ ዕለት 07/03/15 ኣብ ሃገረ ጀርመን ከተማ ከለን ...Full Article

ሸሞንተ መጋቢት ዓለም ለኻዊ ማዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ፡ ግሃድኤ – ሕድሪ

– ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI ሸሞንተ መጋቢት ዓለም ለኻዊ ማዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ፡ ዓለም ለኻዊ ማዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ 8 መጋቢት በቢዓመቱ ትእምርቲ ኩለመዳያዊ ማዕርነትን መሰልን ደቂ ኣንስትዮ ዝኽበረላ ...Full Article

ኣቶ ጸጋይ ካብ ኣብኡ ኣቶ ተኽለ ገብረማርያምን ካብ ኣዲኡ ወ/ሮ ኢለን ወልዱ ኣብ ዓዲ/ንፋስ ኣውራጃ ሓማሴን ብ1935 ዓ.ም ተወሊዱ።

ሓጺር ታሪኽ ሂወት ኣቶ ጸጋይ ተኽለ ኣብርሃምFull Article

መኣረምታ! 26 ለካቲት 2015። ብክፍሊ ዜናን ባህልን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ዞና ኤውሮጳ፡ “ልዕሊ’ዚ ሰራዊት ሕድሪ” የለን ክብል ብስእላዊ መራዳእታት እተሰነየ መልእኽቲ ትማሊ ለካቲት 25/2015 ናብ ተኸታተልትና ንንባብ ተዘርጊሑ ምንባሩ ፍሉጥ’ዩ።

መእረምታFull Article

ሰራዊት ግሃድኤ ሕድሪ መድሕን ህዝቢ ኢዩ!

ሰራዊት ግሃድኤ ሕድሪ መድሕን ህዝቢ ኢዩFull Article

ልዕሊ’ዚ ካልኣይ ሰራዊት “ሰራዊት ሕድሪ” የለን!

ልዕሊ ዚ ካልኣይ ሰራዊት ሰራዊት ሕድሪ የለንFull Article

ትሸዓተ ወታደራት ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ስርዓት ህግደፍ ራሕሪሖም ናብ ስዑዲ ዓረብ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ክፍሊ ዜናን ባህልን ግንባርና ኣረጋጊጹ።

ውዑይ ዜና ካብ ስዑዲ ዓረብ፣ ትማሊ 05 ለካቲት 2015 ዓ/ም ትሸዓተ (9ተ) ወታደራት ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ስርዓት ህግደፍ ራሕሪሖም ናብ ጎረቤት ሃገር ዝኾነት ስዑዲ ዓረብ ማለት! ምምሕዳር ጀዛን ...Full Article

ዕላል ተጋዳላይ ሰራዊት ሕድሪ ምስ ኣደና ሞሞና!

መእተዊ፦ ኣብ እዚ ነካይዶ ዘለና ቃልሲ ኣንጻር ውልቀ ምልኪ ሙሉእ ግዜአን ወፍየን ካብ ዝቃለሳ ኣደታት ሓንቲ እያ፡፡ ብዓውታ ካብ ዘድምጻ ኣንጻር ጭቆናን ምልክን ብምኳና፡ ዳርጋ ኩሉ ደላዪ ለውጢ ህዘቢ ...Full Article

Announcement

Full Article

ደምዳሚ ኣዋጅ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ

ኣብ ትሕቲ ድሕነት ህዝብን ሃገርን ልዕሊ ኩሉ ዝብል መሪሕ ጭርሖ ካብ ወርሒ  ሕዳር 11/11/2014 ጀሚሩ ክሳብ ሕዳር 18/11/2014 ዝተጋብአ ህጹጽን ሓድነታውን ጉባኤ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ (ግሃድኤ)ን ምንቅስቓስ ንደሞክራስን ...Full Article
Page 5 of 6« First...23456