Eritrean News|Friday, December 15, 2017

News

ልኡኽ ውድብ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ አባል መሪሕነት ብጻይ ፍሰሃጽየን ገብረ አብ ሃገረ እስራኤል ካብ ዘካየዶም አኼባታት ብኸፊል ዘርኢ ቪድዮ።

Full Article

ዑደት ብጻይ ፍስሃጽዮን ገብረ አባል ማእከላይ ባይቶ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ  አብ ሃገረ እስራኤል

ብጻይ ፍስሃጽዮን ገብረ አባል ማእከላይ ባይቶ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ   አብ ዝተፈላለያ ከተማታት እስራኤል ውድባዊ ዑደቱ ይቅጽል አሎ። እቲ ፈላሚ ርክቡ ብዕለት 03/07/2015 ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ………………Full Article

ጉዳይ ርክብ ምስ ሄርሞን ኮህን

Full Article

ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት፡ ተልእኾ ናይ’ቶም ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ መጽናዕቲ ከካይዱ ዝጸንሑ ኣካላቱ ብሓደ ዓመት ክናዋሕ ወሲኑ። ገዳብ ኒውስ 30 ሰነ 2015

Full Article

Press Release….Coordinating Committee of the Demonstration of Eritreans in Geneva.ጋዜጣዊ መግለጺ ብዕለት 26 ሰነ 2015፡ ኣብ ጀኔቫ (ስዊዘርላንድ) ኣብ ዝተገብረ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ካብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዝወሓዙ፡ ……….ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሰላማዊ ሰልፊ ጀኔቫ 26 ሰነ 2015

Full Article

To the President of the United Nations Human Rights Council Geneva For English, see below. ኣብ ኤርትራ ይፍጸም ዘሎ ሕልፍ ዝበለ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት መታን ከብቅዕ፡ ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ተሪር ስጉምታት ከወስድ፡ ነቶም ቀንዲ በደለኛታት ድማ ኣብ ፍርዲ ከቕርቦም ንጽውዕ!

Full Article

ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫ 26.06.2015

ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ነቲ ብመርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ አቕሪቦሞ ንዘለው ደገፍ ንምግላጽን ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ንምዅናንን፣ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ካብ ኤውሮጳን አሜርካን ካናዳን ...Full Article

መሓመድ እድሪስ ያውጂ ነቲ አብ አዲስ አበባ ዝተገብረ ዓቢ ሰለማዊ ሰልፊ አንጻር ግህሰት ሰብአዊ መሰል አብ ኤርትራ ተሳቲፉዎ።

ሎሚ ምዓልቲ ዕለት 26.06.2015 ብስደት አብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ነቲ ምግሃስ ሰብአዊ መሰል አብ ኤርትራ ምህላዉ ብመርማሪት ሽማግለ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተረጋገጸ ዝድግፍ አካይዶም።…………………Full Article

Eritrea investigator calls for International Court probe

The Eritrean government faced renewed pressure over allegations of crimes against HUMANITY  on Wednesday, as UN investigators repeated their call for an international criminal probe into abuses……………………………….Full Article

አብ ጀንቫ ስዊዘርላንድ ይኹን አብ ዝተፈላለየ ናይ ዓለምና መአዝን ንዝካየድ ሰላማዊ ሰልፊ ንድግፍ።

አብ ሃገርና ኤርትራ ዘሎ ህዝባዊ ወጽዓ መወዳእታ ምእንቲ ክረክብ ዝተፈላለየ ቃልሲ ንዘካይዱ ዘለዉ ቆራጻት ዜጋታትና፡ ምፍርራህን ምጉበዕባዕን ዝሰዓሩ አባላት ሕብረተሰብና፡ …….Full Article
Page 30 of 36« First...1020...2829303132...Last »