Eritrean News|Tuesday, April 24, 2018

Archives

Announcement

January 29th, 2015 (2)

ደምዳሚ ኣዋጅ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ

January 29th, 2015 (0)
ኣብ ትሕቲ ድሕነት ህዝብን ሃገርን ልዕሊ ኩሉ ዝብል መሪሕ ጭርሖ ካብ ወርሒ  ሕዳር 11/11/2014 ጀሚሩ ክሳብ ሕዳር 18/11/2014 ዝተጋብአ ህጹጽን ሓድነታውን ጉባኤ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ (ግሃድኤ)ን ምንቅስቓስ ንደሞክራስን ፍትሕን ኤርትራ (ምደፍኤ)ን  ብልዑል  መንፈስ ምዝዛሙ ንህዝብናን ንደላይ ለውጢ ዝኾነ  ...

ቀጠር ኣብ ኢትዮጵያ ናይ 500 ሚልዮን ዶላር ወፍሪ ተፈራሪማ

January 19th, 2015 (0)
ኣውፈርቲ ቀጠር ኣብ ኢትዮጵያ 500 ሚእቲ ሚልዮን ዶላር ዝውድእ ናይ ኣርባዕተ ፕሮጀክትታት ወፍሪ ከካይዱ ምዃኖም ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ገሊጸን። ብመሰረት ‘ቲ ዝስምምዕ አብ ምብራቕ ኢትዮጵያ አብ ድሬዳዋ ናይ ስሚንቶ ፋብሪካ፤ ምድላብ ሃብቲ ሃብቲ እንሰሳ ከምኡ ድማ ናይ ዓሶ መድሃኒት ...

ኣናብባ ምትፍናንን ኣፈታትሓኡን፡

January 12th, 2015 (0)
ኣናብባ ምትፍናንን ኣፈታትሓኡን፡ 08-01-15. ደጊመ “እንዃዕ ናብ ልደተ-ክርስቶስ ኣብጸሓና” ክብል እፈቱ። ኣስዒበ ድማ ሙሉእ ልደተ – ሓርነት ክኾነልና እምነ። “ከም ኣናብባኻ ኢዩ” ዶ ኢሉ ክቡር ፕረሲደንት። እዚ’ሞ ዘየጠራጥር ሓቂ ኢዩ። ከምዝመስለኒ ምትፍናን ውዱዕ ክኸውን እንከሎ ኣናብ ባኡን ፍርዱን (ውሳነ) ...

The Most Corrupt Countries in the World

January 12th, 2015 (0)
Eritrea has been one of a number of African nations to benefit from a recent mining boom, but with new economic horizons have come staggering levels of corruption. According to some reports, the Eritrean government has brought in revenues ...

ኣብዚ ሰሙን’ዚ ግዳያት ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ንዝኾኑ 10 ጋዜጠኛታትን ካልኦት ግዳያትን ንምድጋፍ፣ ከምኡ’ውን ናጽነት ሓሳብካ ብነጻ ምግላጽ ዘይትንከፍ ክብሪ ምዃኑ ንምርግጋጽ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ኣብ ከተማ ፓሪስ ናይ ሓድነት ሰልፊ ኣካይዱ።

January 12th, 2015 (0)
ኣብዚ ሰሙን’ዚ ግዳያት ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ንዝኾኑ 10 ጋዜጠኛታት ዝርከቡዎም 17 ዜጋታት ደገፉ ንምግላጽ፣ ከምኡ’ውን ናጽነት ሓሳብካ ብነጻ ምግላጽ ዘይትንከፍ ሕመረት ዲሞክራስያዊ ክብርታት ፈረንሳ ምዃኑ ብዘየማትእ መንገዲ ንምርግጋጽ፣ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ኣብ ማእከል ከተማ ፓሪስ ናይ ሓድነት ሰልፊ ኣካይዱ። ...
Page 61 of 61« First...102030...5758596061