Eritrean News|Friday, December 15, 2017

Archives

ሮበርት ሙጋበ ካብ ስልጣን ተኣልዩ

November 15th, 2017 (0)
ወዲ 93 ዝድሜኡ ፕረዚደንት ዚንባብወ ነበር ሮበርት ሙጋበ ትማሊ 14 ሕዳር ካብ ስልጣኑ ብወታሃደራዊ ዕልዋ ከምዝተኣልየ ሓደ ካብ ኣዘዝቲ ሰራዊትታ ሃገር ሓቢሩ። ሮበርት ሙጋበ ንዚንባብወ ንዝሓለፈ 37 ዓመታት እዩ መሪሕዋ። ኣባላት ሰልፊ ዛኑፒኤፍ ነቲ ዕልዋ መንግስቲ ከምዝደገፍዎን ሮበርት ሙጋበ ...

ሓተታ

November 15th, 2017 (0)
ስርዓት ህግደፍ ብሰንኪ ግስሩጥ ምሕደራኡ ፖለቲካውን ዲፕሎማስያውን ተነጽሎ ካብ ዘጋጥሞ ዓመታት ኣቑጺሩ ይርከብ። ኣብ ጉዳይ ጎረባብቲ ሃገራት ጣልቃ ብምእታው ጻሕታሪ ፖሊሲኡ ግዳይ እገዳ ኮይኑ። ብሰንኪዚ ምትእትታው ድማ ሰለስተ ኤርትራውያን ኣባላት ዜና  ኣብ ሶማል ተማሪኾም። ድሕሪ ናይ ነዊሕ ዓመታት ማእሰርቲ ...

መግለጺ ቃል ግንባር

November 14th, 2017 (0)
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት-ሕድሪ ፡ ነቲ ብመንግስቲ ኤርትራ ነቲ ኣብ ልዕሊ ቤት ትምህርቲ ኣልኣድያ ዝተወስደ ናይ ምዕጻው መስርሕን ንሱ ዘስዓቦ ናይ ዜጋታትና ናይ ምእሳርን ምክልባትን ግፍዕታት ኣትሪሩ ይነቅፍ። እዚ ብዘይ ምርጫ ንነብሱ ኣብ ናይ ስልጣን ኮርሻ ወጢሑ ሃገር ብዘይ ብሶላ ...

መዓስ ሎሚ ዄይና ተደፊርና

November 14th, 2017 (0)

መግለጺ ሰላማዊ ሰልፊ ፍራንክፎርት ሽማግለ ህዝባዊ ምልዕዓል ጀርመን 11 ሕዳር 2017

November 12th, 2017 (0)

Hands Off, Dr. Yussuf: We are capable of Dealing with Our Internal Affair. – by Mahmud Saleh

November 12th, 2017 (0)

ቀቢጸ ተስፋ ፋሕተርተር ህግደፍ

November 12th, 2017 (0)

መንእሰይ ተላዓል !! ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ

November 10th, 2017 (0)

ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ንኡስ ጨንፈር ከለንን ከባቢኣን፡

November 7th, 2017 (0)

ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንት ሃገረ ኤርትራ ብታንክታትን ረሻሻትን ይሕሎ ምህላዉ ዝመጻና ሓበሬታ ኣረጋግጹ….ክፍሊ ዜና ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ 06 ሕዳር 2017

November 7th, 2017 (0)
Page 1 of 6112345...102030...Last »