ጻዊዒት ስላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ

ነቲ ኣብ ሕምብርቲ ከተማ ኣስመራ ዝተበገሰ ህዝባዊ ምልዕዓል ንምድጋፍን፡ ነቲ ስርዓት ኣብ ርእሲ ህዝቢ ዝገበሮ ዘሎ ግፍዒ ንምግላጽን ኩለን ኤርትራውያን ብሓባር ሰላማዊ ሰልፊ ንምክያድ፡ ንዓርቢ ዕለት 10 ሕዳር 2017 ሰዓት 7.00 ናይ ንግሆ ኣብ ከባቢ ገነት ሆቴል (ሜክሲኮ) መዃኑ ብኣኽብሮት ንሕብር።

ኣዳላዊ ኮሚቴ ሰላማዊ ሰልፊ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *