ዜና ጀርመን!

ስርዓት ህግደፍ ብሰንኪ’ቲ ዝወለዖ ሙኽኑይ ኲናት ዶባት ኤርትራ-ኢትዮጵያ 1998፡ ድሕሪ ፍጹም ወታደራዊ ስዕረቱ እንተኾነ’ውን ክሳብ ሎሚ ኣይኲናት ኣይሰላም ንኹሉ ብሩህ ኮይኑ፡ ባዕሉ ብዘምጸኦ ሰበብ ዓለም ትዘርየና’ላ ካብ ዝብል ልዕሊ 15 ዓመታት ኮይኑ። ዜና-ጀርመን

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *